Fana: At a Speed of Life!

ቆፀራ ናሙና ሕርሻ ካብ ዝመፅ ወርሒ መስከረም ጀሚሩ ንምክያድ ምድላው ይዛዘም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር ካብ መስከረም 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ቆፀራ ናሙና ሕርሻ ንምክያድ ዘኽእል ምድላው እናተዛዘመ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡

ኮሚቴ ስትሪንግ ቆፀራ ናሙና ሕርሻ 2017 ቀዳማይ ኣኼቡኡ ኣካይዱ፡፡

ኩሎም ዓውዲታት ሕርሻ ዘጠቓልሎም ቆፀራ ናሙና ሕርሻ፤ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዘለዉዋ ሃፍቲታት ብትኽክል ንምፍላጥ ኢሉ እውን ንምድላው ፖሊሲ ልዑል ረብሓ ከምዘለዎ ተገሊፁ፡፡

ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)÷ እቲ ቆፀራ ኣብ ኩለን ክልላትን ምምሕዳር ከተማን እታ ሃገር  ዝካየዱ ከምዝኾኑ ተዛሪቦም፡፡

ኣብ ኢትዮጵያ ቆፀራ ናሙና ሕርሻ ቅድሚ 22 ዓመት ከምዝተኻየደ ብምሕባር÷ ኣብ ዝቕፅል ቆፀራ፤ ሕርሻን ሃፍቲ እንስሳን ሓዊሱ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዘለዉ ሃፍቲታት ከምዝካተቱ ፀሪሐን፡፡

ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ብግደኦም÷ እቲ ቆፀራ ንዓውዲ ሕርሻ ጥራሕ ዘይኮነስ ነታ ሃገር ልዑል ረብሓ ዘለዎ ከምዝኾነ እውን ተዛሪቦም፡፡

ዋና ዳይሬክተር ኣገልግሎት ስታቲስቲክስ ኢትዮጵያ በከር ሻሌ (ዶ/ር)÷ ነቲ ቆፀራ ኣድላዪ ምድላው እናተዛዘመ ምዃኑ ምግላፆም ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

በቆጠራው ከ62 ሺህ በላይ ሰራተኞች እንደሚሳተፉ ጠቁመዋል፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.