Fana: At a Speed of Life!

ቅርንጫፍ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣምሓራ ውሳነታት ቀዳማይ ጉባኤ ብዝምልከት ምስ ህዝቢ ክዛተ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅርንጫፍ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣምሓራ ውሳነታት ቀዳማይ ጉባኤ ብዝምልከት ምስ ህዝቢ ክዛተ ኢዩ።
መድረኻት እቲ ዘተ በቲ ጉባኤ ዝተሓረዩ ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ እቲ ፓርቲ፣ ኣባላት ማእከላይ ኮሚቴን በቢብርኩ ዘለዉ ኣመራርሓም ከምዝመርሕዎ ካብቲ ፓርቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B
5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.