Fana: At a Speed of Life!

ቅሬተ ኣካል ሉሲ ዝተ6ረኸበሉ መበል 50 ዓመት እዮቤልዩ በዝተፈላለዩ ምድላዋት ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅሬተ ኣካል ሉሲ ዝተ6ረኸበሉ መበል 50 ዓመት እዮቤልዩ በዝተፈላለዩ ምድላዋት ክኽበር ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ቱሪዝም ኣፍሊጡ።

ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ፥ እቲ ቅሬተ ኣካል ምስ ዝረኸቡ ኣርኪዎሎጂስት ዶናልድ ጆሃንሰን (ፕ/ር) ዘቲየን።

ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ እቲ በዓል ምርካብ ዘርኢ ሰብ ኣብ ኢትዮጵያ ንማሕበረሰብ ዓለም ንምፍላጥ ዘኽእሉ መርሃ ግብሪታት ምስንዳእ ኣብ ዘኽእል ኩነታት መልዛቦም ተገሊፁ።

ትካል ምርምር ጠፈር ኣሜሪካ(ናሳ) ሳተላይቱ ብሽም ሉሲ ምስያሙ ተገሊፁ።

እዚ ንምግባር ዶናልድ ጆሃንሰን(ፕ/ር) ንዝነበሮም ግደ ኣምባሳደር ናሲሴ አመስጊነነ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.