Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣብይ ዝፀንሐ ኣርማ ጅግንነት ነበር መራሕቲ ኢትዮጵያ ኣሐዲሶምዎ እዮም – ብርጋዴር ጄኔራል ዋሲሁን ንጋቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ዝፀንሐ ኣርማ ጅግንነት ነበር መራሕቲ ኢትዮጵያ ኣሐዲሶምዎ እዮም ክብሉ ነበር መራሒ ሰራዊት ብርጋዴር ጄኔራል ዋሲሁን ንጋቱ ተዛሪቦም፡፡

ብርጋዴር ጄኔራል ዋሲሁን÷ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ዓወዲ ኩናት ብምርካብ ነቲ ሰራዊት ምምረሖም ናይ ምኒሊክን ካልኦት ነበር መራሕቲ ኢትዮጵያን ዝፀንሐ ኣርማ ጅግንነት ክሕድሱ ከምዝኸኣሉ ገሊፆም፡፡

ውሳነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ሃገር ንምድሓን ዝተገበረ ዓብይ ስጉምቲ እዩ ዝበሉ ብርጋዴር ጄኔራል ዋሲሁን ንጋቱ፥ “ታሪክ ሰዓራይነት ኢትዮጵያ ደጊሞም እዮም” ክብሉ ገሊፆም፡፡

ህዝቢ ኢትዮጵያ ኣብ ጎኒ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ብምዃን ሃገር ንምፍራስ ዝንቀሳቐሱ ሓይልታት ክድምስስ ኣለዎ ክብሉ መልእኽቲ ምምሕልላፎም ትካል ፕረስ ኢትዮጵያ ፀብፂቡ፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.