Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ ፕሬዚዳንት ዩዌሪ ሙሴቪኒ ንዝገበሩሎም ድሙቕ ኣቀባብላ ኣመስጊኖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፕሬዚዳንት ዩጋንዳ ዩዌሪ ሙሴቪኒ ንዝገበሩሎም ድሙቕ ኣቀባብላ ኣመስጊኖም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ናብ ኡጋንዳ ኣቲዮም ይርከቡ፡፡

ኣብ ዑደቶም ድማ ምስ ፕሬዚዳንት ኡጋንዳ ዩዌሪ ሙሴቪኒ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ኣድሂቦም ተዛቲዮም፡፡

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቶም ኣብ ትዊተር ገፆም ኣብ ዝፀሓፉዎ ፅሑፍ፥ ፕሬዚዳንት ዩዌሪ ሙሴቪኒ ንዝገበሩሎም ድሙቕ ኣቀባብላን ኣብ ዝተፈላለዩ ክልተኣዊን ዞባዊን ዛዕባታት ንዝገበሩዎ ልዝብን ምስጋና ኣቕሪቦም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.