Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ማሌዢያ ኳላላምፑር ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉባኤ ብሪክስ ዝነበሮም ፃንሒት ዝዛዘሙ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ማሌዢያ ኳላላምፑር ኣቲዮም።

ጉጅለ ልኡኽ ሚኒስትራት እውን ሓቢሩዎም ከምዝርከብ ሓበሬታ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣመልኪቱ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.