Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ማእኸል ዝኽሪ ዘመትቲ  ኢትዮጵያ ኲናት ኮሪያ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ኣብ ሓወልቲ ዝኽሪ ኲናት ኮሪያ ሕቑፊ ዕምበባ ብምቕማጥ ኣብ ማእኸል ዝኽሪ ዘመትቲ  ኢትዮጵያ ኲናት ኮሪያ ዑደት ገይሮም።

ኣብ ደቡብ ኮርያ ከተማ ቹንቺዮን እንትበፅሑ ድማ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩሎም።

እዚ ማእኸል ዝኽሪ ምስ ሓይሊታት ደቡብ ኮሪያን ውድብ ሕቡራት መንግስታትን መስዋእትነት ዝኸፈለን አስተዋፅኦ ዘበርከተን ናይ ኢትዮጵያ ቃኘው ሻለቃ ብኽብሪ ዝዝከረሉ እንትኸውን÷ ታሪኻዊ ርክብ ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ንምጥንኻር ዝተሰርሐ ከምዝኾነ ሓበሬታ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣመላኺቱ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.