Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ መበል ራብዓይ ገምጋም ልምዓት ግብርና ሕብረት ኣፍሪካ ፀብፃብ ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ መበል ራብዓይ ገምጋም ልምዓት ግብርና ሕብረት ኣፍሪካ ፀብፃብ ኣቕሪቦም።
ሓፈሻዊ ፕሮግራም ልምዓት ግብርና ኣፍሪካ ንትራንስፎርሜሽን፣ ሃፍቲ ፈጠራ፣ ውሕስነት ምግብን ቀረብ ዝተመጣጠነ መግብን፣ ምዕባለ ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ማዕቐፍ ፖሊሲ ብምዃን ዘገልግል ኢዩ ተባሂሉ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ምዕባለ ዓውዲ ግብርና ኢትዮጵያን ኣካል ፀብፃቦም ብምግባር ምቕራቦም ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናሖ ሓበሬታ የረድእ።
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.