Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ንፕሬዚዳንት ርዋንዳ ፖል ካጋሚ ናይ እንኳዕ ደስ በሎም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ፕሬዚዳንታዊ ምርጫ ርዋንዳ ንመበል ራብዓይ እዋን ንዝተዓወቱ ፖል ካጋሚ ናይ እንኳዕ ደስ በሎም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ፕሬዚዳንት ካጋሚ ቀፃሊ እዋን ስርሖም ውፅኢታዊ ንክኸወን ሰናይ ትምኒቶም ኣመሓላሊፎም።

ኣብ ቀፃሊ እዋን ኣመራርሐኦም ንርዋንዳ ዝለዓለ ምርግጋዕን ልምዓትን ንከምፅኡ እውን ተመኒዮም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.