Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሉኣላዊ ቤት ምኸሪ ሱዳን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሉኣላዊ ቤት ምኸሪ ሱዳን ጀኔራል ኣብደል ፈታህ ኣልቡርሃን ተዛቲዮም፡፡

ጎድና ጎድኒ ጉባኤ ምትሕብባር ቻይና-ኣፍሪካ ኣብ ዝተገበረ ዘተ÷ እቶም መራሕቲ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሓምለ ካብ ዝገበሩዎ ምኽክር ዝቐፀለ ከምዝኾነ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ፅሒፎም፡፡

ኣብ ዘተኦም÷ ሰፊሕ ትሕዝቶ ኣብ ዘለዎም ክልተኣዊን ዞባዊ ጉዳያት ጠሚቶም ከምዝተመያየጡ ገሊፆም፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.