Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዴንማርክ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዴንማርክ ላርስ ራስሙሴ ተዛቲዮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ “ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዴንማርክ ላርስ ራስሙሴ እንኳዕ ናብ ኢትዮጵያ ብደሓን መፅኡ” ኢሎም፡፡

ኢትዮጵያን ዴንማርክን ንቀፃሊ ስረሐን ጥንኩር መሰረት ዘንብር ናይ ነዊሕ ግዘ መሓዙት ሃገራት ከምዝኾና ኣልዒሎም፡፡

እቲ ዘተ ብዙሓት ክልተኣዊን በዓል ብዙሕ ወገን ጉዳያትን ዘካተተ ውፅኢታዊ ከምዝነበረ ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.