Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ሩዋንዳ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ሩዋንዳ ኪጋሊ ኣቲዮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኪጋሊ ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት፥ ምስ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ፖል ካጋሚ ከምዝዛተዩ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይን ልኡኾምን ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ኣብ ኡጋንዳ ካምፓላ ዕላዊ ዑደት ንምግባሮም ይዝከር።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.