Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ መላእ ሃገር ንሰራዊት ምክልኻል ድጋፎም ንዘርአዩ ሓለውቲ ኢትዮጵያ ኣመስጊኖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መላእ ሃገር ንሰራዊት ምክልኻል ድጋፎም ንዘርአዩ ሓለውቲ ኢትዮጵያ ኣመስጊኖም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒትር ኣብ ትዊተር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ሓገዞም ብተግባር ብምርኣይ፣ እዛ ተዓዋቲት ሃገር ንምሕላው ኣብ ዝግበር ሃገራዊ ፃዕሪ ብሓድነት ደው ንዝበሉ ሓለውቲ ኢትዮጵያ ኩሎም ምስጋና ይብፃሓዮም ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.