Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ዝተቐነባበረ ኣግሮ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቡሬ መሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚነስትር ዶክተር ኣቢይ ዝተቐነባበረ ኣግሮ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቡሬ ሎሚ መዓልቲ መሪቖም።

ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ደመቀ መኮንን፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገርን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ተረኺቦም፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.