Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ጉባኤ ምሕዝነት ቱርኪ ኣፍሪካ እናተሳተፉ ይርከቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሳልሳይ ጉባኤ ምትሕብባር ቱርኪ ኣፍሪካ ይሳተፉ ኣለዉ።

እቲ ጉባኤ ኣብ ቱርኪ ኢስታንቡል ኢዩ እናተሳለጠ ዝርከብ።

ካብ 30 ዝበልፁ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብቲ ጉባኤ ተረኺቦም ይሳተፉ ኣለዉ።

ቱርኪ ምስ ሃገራት ኣፍሪካ ዘለዋ ርክብ ብልዑል ቅልጣፈ እናዓበየ ምምፅኡ ይዝረብ።

እታ ሃገር ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2002 ኣብ 12 ሃገራት ኣፍሪካ ጥራሕ ኤምባሲ ዝነበራ እንትትከውን፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ግን ኣብ 43 ሃገራት ኣፍሪካ ኤምባሲ ከፊታ ኣላ።

መገዲ ኣየራ እውን ናብ 60 ዝተፈላለዩ መዕርፎ ነፈርቲ ኣፍሪካ እናበረረ ይርከብ።

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.