Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ከይዲ ኣፈፃፅማ ሰላምን እዋናዊ ኩነታትን ዘድሃበ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ከይዲ ኣፈፃፅማ ሰላምን እዋናዊ ኩነታትን ዘድሃበ ዘተ ተኻይዱ።

ኣብቲ መድረኽ ዘተ÷ ኣብ ፕሪቶሪያ ዝተበፅሐ ስምምዕነት ሰላም ኣፋፅምኡን ንዕኡ ስዒቡ ክልተ ግዘ ኣብ ናይሮቢ ብዛዕባ ዝነበሩ ዘተታትን ኣተገባብረኦምን ኣመልኪቱ ምይይጥ ተገይሩ።

ከይዲ ሰላም ክሳብ ሕዚ ካብ ዝነበሮ ብዝሓሸ ኣፈፃፅማ ንኽኸይድ መንግስቲ ከምቀደሙ ኣድላዪ ዘበለ ኩሉ ከምዝገብር ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ገሊፆም።

ብኣልኣዛር ታደለ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.