Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ንልዑል ሓላፍነት ቦታታት መንግስቲ ሽመታት ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ትማሊ ዕለት ን22አን ቤት ዕዮታት ሚኒስቴርን ንቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ዲኤታታት ከምኡ እውን ንካልኦት ክልተ ትካላት ኮሚሽነራት ሾይሞም።

ካብ ሞንጎ እቶም ተሸወምቲ ኣካላት ኣመራርሓ ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ዝተኻተቱ እንትኾኑ፥ ካብ እናት ፓርቲ ወ/ሮ ጥሩማር ኣባተ ሚኒስትር ዲኤታ ፕላንን ልምዓትን ከምኡ እውን ካብ ፓርቲ ናፅነትን ማዕርነትን ወ/ሮ ነብያ መሓመድ ሚኒስትር ዲኤታ ስራሕን ክእለትን ኮይነን ተሾይመን፡፡

እቶም ሓደሽቲ ሽመታት ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቦም ኣለዉ፦

  1. ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን — ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ዓውዲ ዲፕሎማሲ ፖለቲካን ኢኮኖሚን
  2. ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያና – ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ዓውዲ ማኔጅመንት ሃፍቲን ኣገልግሎትን
  3. ዶ/ር እዮብ ተካልኝ – ኣብ ሚኒስቴር ገንዘብ ሚኒስትር ዲኤታ ዓውዲ ጉዳይት ፊሲካል
  4. ወ/ሮ ሰመሪታ ሰዋሰዉ – ኣብ ሚኒስቴር ገንዘብ ሚኒስትር ዲኤታ ዓውዲ ጉዳይት ምትሕብባር ኢኮኖሚ
  5. ዶ/ር ኣህመድን መሐመድ – ሚኒስትር ዴኤታ ዘፈር ኮንስትራክሽን
  6. ወ/ሮ ማርታ ሉዊጂ- ሚኒስትር ዴኤታ ዘፈር ፋይናንስ
  7. ዶ/ር መለሰ መኮንን – ሚኒስትር ዴኤታ ዘፈር ልምዓት ሕርሻን ሆልቲካልቸርን
  8. ዶ/ር ፍቅሩ ረጋሳ – ሚኒስትር ዴኤታ ዘፈር ልምዓት እንስሳት ሃፍቲ ዓሳን
  9. ፕሮፈሰር እያሱ ኤልያስ – ሚኒስትር ዴኤታ ዘፈር ልምዓት ሃፍቲ ተፈጥሮ
  10. ዶ/ር ሶፊያ ካሳ – ሚኒስትር ዴኤታ ዘፈር ሕርሻን ኢንቨስትመንትን
  11. ኣይተ ታዬ ደንደኣ – ሚኒስትር ዴኤታ ሰላም
  12. ዶ/ር ስዩም መስፍን – ሚኒስትር ዴኤታ ሰላም
  13. ኣይተ ኣለምኣንተ ኣግደዉ – ሚኒስትር ዴኤታ ዘፈር ህጊን ፍትሒን ኣገልግሎት መንግስቲ
  14. ኣይተ ፍቃዱ ፀጋ – ሚኒስትር ዴኤታ ዘፈር ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ
  15. ኣይተ ዳንጌ ቦሩ – ሚኒስትር ዴኤታ ዘፈር ፕሮሞሽን ንግዲን ምትእስሳር ወፃኢን
  16. ኣይተ ሓሰን መሀመድ ሙኣሊን – ሚኒስትር ዴኤታ ዘፈር ስርዓት ንግዲን ላይሰንሲንግን
  17. ኣይተ እንዳለዉ መኮንን – ሚኒስትር ዴኤታ ዘፈር ፅሬትን መሰረተ ልምዓትን
  18. ኣይተ ሽሰማ ገ/ስላሴ – ሚኒስትር ዴኤታ ዘፈር መሠረተ ልማትን እታወትን
  19. ኣይ ታረቀኝ ቡልቡልታ- ሚኒስትር ዴኤታ ዕቤትን ተወዳዳራራይነትን
  20. ዶ/ር ባይሳ በዳዳ – ሚኒስትር ዴኤታ ዘፈር ምርምርን ኢኖቬሽንን
  21. ወ/ሮ ሁሪያ ዓሊ- ሚኒስትር ዴኤታ ዘፈር ኣይሲቲን ዲጂታል ኢኮኖሚን
  22. ዶ/ር ኣብረሃ ኣዱኛ – ሚኒስትር ዴኤታ ዘፈር ምምሕዳር ሃፍቲ ሰብ
  23. ዶ/ር ኢንጂነር ነጋሽ ዋቅሻዉ – ሚኒስትር ዴኤታ ዘፈር መስተ ማይን ሳኒቴሽንን
  24. ዶ/ር ኢንጂነር ሱልጣን ወሊ – ሚኒስትር ዴኤታ ልምዓት ኢነርጂ
  25. ኣይተ ፈንታ ደጀን – ሚኒስትር ዴኤታ ዘፈር ምምሕዳር ከተማን ኣወሃህባ ኣገልግሎትን
  26. ኣይተ ሄኖስ ወርቁ – ሚኒስትር ዴኤታ ዘፈር ኣባይቲን ልምዓት ከተማን
  27. ኣይተ ካሊድ ኣብዱራሂማን- ሚኒስትር ዲኤታ መሰረተ ልምዓት ከተማ
  28. ኣይተ ሚሊዮን ማቲዎስ – ኣብ መዓድን ሚኒስቴር ሚነሲትር ዲኤታ ዘፈር ምቁፅፃር ልምዓት መዓድን
  29. ኣይተ ቶማስ ቱት – ኣብ መዓድን ሚኒስቴር ሚነሲትር ዲኤታ ዘፈር ጂኦ ሳይንስን ምርምርን
  30. ዶ/ር ደረጄ ድጉማ – ኣብ ሚኒስቴር ጥዕና ሚኒስትር ዲኤታ ዘፈር ኣገልግሎት ፕሮግራም
  31. ወ/ሮ ሰሃርላ ኣብዱላሂ – ኣብ ሚኒስቴር ጥዕና ሚኒስትር ዲኤታ ምምሕዳር እታወት ሃፍቲ ሰብ
  32. ዶ/ር ኣየለ ተሾመ – ኣብ ሚኒስቴር ጥዕና ሚኒስትር ዲኤታ ስርዓት ህንፀት ዓቕሚ
  33. ዶ/ር ሳሙኤል ክፍሌ – ኣብ ሚኒስቴር ትምህርቲ ሚኒስትር ዲኤታ ዘፈር ልምዓት ላዕለዎት ትምህርቲ
  34. ዶ/ር ፈንታ ማንደፍሮ – ኣብ ሚኒስቴር ትምህርቲ ሚኒስትር ዲኤታ ዘፈር ልምዓት ሓፈሻዊ ትምህርቲ
  35. ኣይተ ካሳሁን ጎፌ – ኣብ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ሚኒስትር ዲኤታ ዘፈር መሰረተ ልምዓት
  36. ኣይተ በረኦ ሓሰን በረኦ – ኣብ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ሚኒስትር ዲኤታ ዘፈር ምቁፅፃር ኣገልግሎት
  37. ኣይተ ስለሺ ግርማ – ኣብ ሚኒስቴር ቱሪዝም ሚኒስትር ዲኤታ ዘፈር ልምዓት ቱሪዝምን መባፅሕቲን
  38. ወ/ሮ ሰላማዊት ዳዊት – ኣብ ሚኒስቴር ቱሪዝም ሚኒስትር ዲኤታ ዘፈር ፕሮሞሽንን ዕድጊትን ቱሪዝም
  39. ወ/ሮ ኣየለች እሸቴ – ኣብ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ሚኒስትር ዲኤታ ዘፈር ማሕበራዊ ጉዳያት
  40. ወ/ሮ ኣለሚቱ ኡመድ – ኣብ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ሚኒስትር ዲኤታ ዘፈር ጉዳያት ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን
  41. ወ/ሮ ሙና ኣሕመድ – ኣብ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ሚኒስትር ዲኤታ ዘፈር ጉዳያት መናእሰይ
  42. ኣይተ ተስፋዬ ቱሉ ኣብ ሚኒስቴር እቶት ሚኒስትር ዲኤታ ዘፈር ስርዓት ታክሲ
  43. ወ/ሮ መሰረት መስቀሌ – ኣብ ሚኒስቴር እቶት ሚኒስትር ዲኤታ ዘፈር ኦፕሬሽን ታክሲ
  44. ወ/ሮ ጥሩማር ኣባተ ኣያሌዉ – ኣብ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ሚኒስትር ዲኤታ ዘፈር ክትትልን ግምገማን
  45. ዶ/ር ነመራ ማሞ – ኣብ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ሚኒስትር ዲኤታ ዘፈር ስታትስቲክስ ፕላንን ፖሊሲን
  46. ዶ/ር በከር ሻሌ – ኣብ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ሚኒስትር ዲኤታ ዘፈር ቴክኒክን ሞያን
  47. ኣይተ ኣሰግድ ጌታቸዉ​- ኣብ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ሚኒስትር ዲኤታ ዘፈር ጉዳይ ሰራሕተኛ
  48. ኣይተ ንጉሱ ጥላሁን – ኣብ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ሚኒስትር ዲኤታ ዘፈር ምውፋር ስራሕን ዕዳጋን
  49. ወ/ሮ ነብያ መሃመድ – ኣብ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ሚኒስትር ዲኤታ ኣማኻሪት
  50. ዶ/ር እንድሪያስ ጌታ – ኣብ ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢታትን ሚኒስትር ዲኤታ ዘፈር ልምዓት ምርምር ቆላማ ከባቢ
  51. ዶ/ር ብርሃኑ ሌንጂሶ – ኣብ ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢን ሚኒስትር ዲኤታ ዘፈር ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ
  52. ወ/ሮ ወርቅነሽ ብሩ – ኣብ ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርትን ሚኒስትር ዲኤታ ዘፈር ልምዓት ባህሊን ቋንቋን
  53. ወ/ሮ ነፊሳ ኣልማሂዲ​ – ኣብ ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርትን ሚኒስትር ዲኤታ ዘፈር ልምዓት ፈጠራ ኪነ-ጥበብን ስነ-ጥበብን
  54. ኣምባሳደር መስፍን ቸርነት – ኣብ ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርትን ሚኒስትር ዲኤታ ዘፈር ልምዓት ስፖርት
  55. ኣይተ ተስፋዬ ዳባ – ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ዲኤታ ዘፈር ጉዳያት ካቢኔ
  56. ወ/ሮ ኣለምፀሐይ ጳዉሎስ – ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ዲኤታ ዘፈር ምክትታል ኣገልግሎትን ሰናይ ምምሕዳርን
  57. ኣይ ወርቁ ጓንጉል – ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ዲኤታ ዘፈር ምክትታል ሃገራዊ ፕሮጀክታት
  58. ኣይተ ከበደ ደሲሣ – ሚኒስትር ዲኤታ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ
  59. ወ/ሮ ሰላማዊት ካሳ – ሚኒስትር ዲኤታ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ
  60. ዶ/ር ሳሙኤል ሁርቃቶ ኮሚሽነር ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ ሙስናን ፌዴራል
  61. ዶ/ር መኩሪያ ሃይሌ – ኮሚሽነር ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ ኮይኖም ተሾይሞም

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.