Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ትንሳዔ ምስ ዓቕመ ደካማታት ኣኽቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ትንሳዔ ምኽንያት ብምግባር ንዓቕመ ደካማታት እንግዶት ምሳሕ ገይሮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ልዕሊ 230 ንዝኾኑ ዓቕመ ደካማታት ኢዮም በዓል ምኅንያት ብምግባር እንግዶት ምሳሕ ገይሮም ዘለዉ፡፡

እቶም ዓቕመ ደካማታት፥ ናባይ ዘይብሎም ኣረጋውያን፣ ህይወቶም ብኣፀጋሚ ኩነታት ዝመርሑ ጉዱኣት ኣካል፣ ካብ ጎዳና ዝተልዓሉ ቆልዑትን ካልኦትን ኢዮም፡፡

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ፥ “እቲ በዓል ኩልና ዓቕሚ ንዘይብሎም ብምሕጋዝ፣ ዘለዎ ንዘይብሉ ናይ ምክፋል መንፈስ ክነድንፍዕ ይግባእ” ኢሎም።

ብኣልኣዛር ታደለ

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.