Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ወራሲ ዓራት ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ወራሲ ዓራት ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ሼክ መሃመድ ቢን ዛይድ ኣል ነኸያን ብስልኪ ተዛቲዮም።

ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ምሕዝነትን ርክብ ምትሕብባርን ምጥንኃር ኣብ ዝከኣለሉ መገዲ ኣተኲሮም፡፡

ኣብ ሓበራዊን ዓለም ለኻዊን ጉዳያት እውን ተመያይቶም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.