Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣመራርሓታት ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣመራርሓታት ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ተዛቲዮም።

ኣብዘተኦም ድማ ኣብቲ ክልል እናተገበረ ዘሎ ሰብኣዊ ሓገዝ፣ ፀፅታ፣ ዝርገሐ መሰረተ ልምዓታትን ኣወሃህባ ኣገልግሎት ህዝቢን ዝርከበሉ ኩነታት ዝምልከት ገምጋም ገይሮም፡፡

ካብዚ ሓሊፉ ድማ ኣብቲ ክልል መፍትሒ ዝደሊዩ መንግስቲ ፌዴራል ብሓላፍነት ክሰርሖም ዝኽእሉ ስራሕቲ ከምዝተፈለዩ ኣብ ትዊተር ገፆም ኣፍሊጦም፡፡

ኣብ ጉዳይ እዚ ዝምልከት ኣንፈት ከምዝተቐመጠ እውን ኣብሪሆም፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.