Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሰለስተ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሰለስተ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካን ሎሚ መዓልቲ ብስልኪ ተዛቲዮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ትዊተር ገፆም ከምዝሓበሩዎ፥ ሎሚ መዓልቲ ምስ ፕሬዚዳንታት ሴኔጋል ማኪ ሳል፣ ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካ ሲሪል ራማፎሳን ፕሬዚዳንት ዴሞክራቲክ ኮንጎ ፌሊክስ ቲሼኬዲን ሃናፂ ዘተ ኣካይዶም ኢዮም።

ምስቶም መራሕቲ ዝገበሩ ዘተ ሃናፂ ከምዝኾነ ብምግላፅ ነቶም መራሕቲ ኣመስጊኖም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ “ኣብ ክልተ ኣዊን ኣህጉራዊን ርክባት ኣጠናኺርና ክንቅፅል ኢና” ኢሎም።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.