Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድን ጉጅለ ልኡኾምን ኣብ 6ይ ሓበራዊ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካን ሕብረት ኣውሮፓን ንምስታፍ ኣብ ቤልጂም ብራስለስ ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ጉጅለ ልኡኾምን ኣብ 6ይ ሓበራዊ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካን ሕብረት ኣውሮፓን ንምስታፍ ናብ ቤልጂም ብራስለስ ተረኺቦም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብቲ ጉባኤ ካብ ዝገብሩዎ ተሳትፎ ተሳትፎ ብተወሳኺ ምስ መራሕቲ ኣውሮፓን ምስ ዓለም ለኸ ትካላት መራሕቲን ኣኼባታት ከምዝገብሩ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.