Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ ንኣባላት ፓርላማ ዝሃቡዎም መልሲታት ዝሓዘ ኤሌክትሮኒክስ መፅሃፍ ዕላዊ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ንኣባላት ፓርላማ ዝሃቡዎም መልሲታት ዝሓዘ ኤሌክትሮኒክስ መፅሃፍ ዕላዊ ተገይሩ።

ዶክተር ኣቢይ፥ 21 ሕዳር 2013 ዓ.ም ንኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝሃቡዎም መልሲታት ዝሓዘ ኤሌክትሮኒክስ መፅሓፍ ኢዩ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዕላዊ ኮይኑ ዘሎ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.