Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ ብሚኒስቴር ኣብ ትካል መዋደዲ ሰብ ስራሕ ኣካልን መሐገዚ ኣካልን ሚኒስቴር ጥዕና ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ብሚኒስቴር ኣብ ትካል መዋደዲ ሰብ ስራሕ ኣካልን መሐገዚ ኣካልን ሚኒስቴር ጥዕና ዑደት ገይሮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብቲ ትካል ዑደት ዝገበሩ ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ኢዩ፡፡

ብኣላዛር ታደለ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.