Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ በዓል መስቀል ዳመራ ብሰላም ንክኽበር ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት ምስጋና ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስተር  ኣቢይ በዓል መስቀል ዳመራ ብሰላም ንክኽበር ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት ምስጋና ኣቕሪቦም።

አተም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም፥ በዓል መስቀል ዳመራ ብደም ክነታት ነአተኽብሩ ሰናይ ትምኒተይ ይብፃሕኹም ኢሎም።

እቲ በዓል ብሰላም ንክኽበር ኣስተዋፅኦ ንዝገበርኩም ኣካላት ምስጋና ኣቕርበልኩም ክብሉ ገሊፆም፥

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.