Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ኣባላት ሓለዋ ሪፐብሊካን ጋርድ ብምዃን ፈልሲ ተኺሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣባላት ሓለዋ ሪፐብሊካን ጋርድ ብምዃን ፈልሲ ተኺሎም።

እቶም ኣባላት ሓለዋ ሪፐብሊካን ጋርድ ካብ ምሕላው ሃገር ጎድና ጎድኒ ኣብ ሓለዋ ከባቢ እውን ብፂሒቶም ከምዝዋፅኡ ኣፍሊጦም።

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፌዴሪኢ ከም ቀደሙ ህዝባዊነቱ ብምጥንኻር ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ዝገብሮ ተሳትፎ ከምዝቕፅለሉ ተገሊፁ።

እቲ ስነ-ስርዓት ተኸላ ፈልሲ ኣብ ፊት ንፊት ቤት ዕዮ ኮሚሽን ኢኮኖሚ ውድብ ሕቡራት ምንግስታት ኣብ ኣፍሪካ ኣፍሪካ ኢዩ ተካይዱ።

ብኣልኣላዛር ታደለ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.