Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ካናዳ ብስልኪ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር  ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ካናዳ ጀስቲን ትሩዶ ብስልኪ ተዛቲዮም።

ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሰሜን ክፋል ኢትዮጵያ ብዝተፈጠረ ጎንፂ ኣድሂቦም ምይይጥ ገይሮም፡፡

ካብዚ ሓሊፉ እውን ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ 22 ሕዳር ዝዘተዩሎም ጉዳያት ዝበፅሑሉ ብርኪ ኣመልኪቶም ሓሳብ ተለዋዊጦም፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.