Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ሰራሕተኛታት ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሰራሕተኛታት ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተዛቲዮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ሰራሕተኛታት እቲ ሚኒስትር ኣብ ዝገበሩዎ ዘተ፥ ካብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ጀሚሩ ዝማዕበለት ኢትዮጵያ ንምህናፅ ተግባራዊ ዝተገበረ ከይዲ ለውጢ ምስላጥ ኣብ ዝከኣለሉ ከይዲ ኣድሂቦም ምዝታዮም ተገሊፁ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.