Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ ሎሚ መዓልቲ በዓል ልደት ንዘኽብሩ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሎሚ መዓልቲ በዓል ልደት ንዘኽብሩ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም።
እቶም ቀዳማ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእክት፥ “ንመላእ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ፈተውቲ ኢትዮጵያ፣ ዳያስፖራታትን ማሕበረሰብ ዓለምን ሰናይ በዓል ይኹነልኩም” ኢሎም፡፡
በዓል ልደት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም እናተኸበረ ይርከብ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.