Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ፃንሒተን ንዝዛዘማ ተወካሊት ዩኒዶ ኣብ ኢትዮጵያ ካላብሮ ኡላሪያ ተትሪዝያ ኣሰናቢቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ፃንሒት ንዝዛዘማ ተወካሊት ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ዩኒዶ) ኣብ ኢትዮጵያ ካላብሮ ኡላሪያ ፓትሪዚያን ኣሰናቢቶም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ካላብሮ ኡላሪያ ፓትሪዚያን ናይ ብሓቂ ፈታዊት ኢትዮጵያ ነይረን ኢሎም።

ነባራዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ብዕምቆት ብምግንዛብ ንልምዓት እዛ ሃገር ብቑርፀኝነት ምስርሐን ገሊፆም።

ኣብ ቀፃሊ ስረሐን እወንታዊ ነገር ንክገጥመን ሰናይ ትምኒቶም ገሊፆም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.