Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይን ም/ቀ/ሚ ደመቀን ህንፀት ኮንክሪት መገዲ ኣስፓልት ደምቢዶሎ- ሙጊ- ዶላ ኣስፓልት ንምጅማር ድምቢዶሎ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር  ኣቢይ ኣሕመድን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮነንን ህንፀት ኮንክሪት መገዲ ኣስፓልት ደምቢዶሎ- ሙጊ- ዶላ ኣስፓልት ንምጅማር ድምቢዶሎ ኣቲዮም።

እቲ መገዲ 50.9 ኪሎ ሜትር ንውሓት ዘለዎ እንትኸውን፥ መንግስቲ ፌዴራል 1.6 ቢሊየን ብር ወፃኢ ብምግባር ዘህንፆ ኢዩ።

ኣብ 3 ዓመትን ፈረቓን ከምዝዛዘም ድማ ተገሊፁ።

ኮንትራት ዝወሰዶ ድማ ናይ ቻይና ሬይልዌይ ሰቨንስ ግሩፕ ኢዩ።

ብደበሌ ጋረደው

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ
ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.