Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ኡጋንዳ ካምፓላ ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ናብ ሃገሮም ተመሶም

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ልኡኾምን ኣብ ኡጋንዳ ካምፓላ ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ናብ ኢትዮጵያ ተመሶም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትርን ልኡኾምን÷ ኣብ ጉባኤ ርእሳነ ብሄርን ርእሳነ መንግስታትን ጎስጓስ ገለልተኛ ሃገራት ንምስታፍ ናብ ኡጋንዳ ካምፓላ ኣምሪሖም ከምዝነበሩ ይፍለጥ፡፡

ኣብ ፃንሒቶም ድማ ጎድና ጎድኒ እቲ ኣኼባ ምስ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃራትን ሓለፍቲ ትካላትን ተዛቲዮም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.