Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ፣ ምክትል ፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ፕሬዚዳንታዊ ሊቢያን ሚኒስትር ዲኤታ ሕቡራት ዓረብ ኢሚሬትን ተዛቲዮም

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም፥ ኣብ ዘተኦም ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ተትኹረት ብምግባር ከምዝዘተዩ ገሊፆም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.