Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ዙር ተፈተንትቲ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ፈልሲ ተኺሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ዩንቨርስቲታት ክወሃብ ኣብ ዝቐነየ ቀዳማይ ዙር ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ዝተፈተኑ ተምሃሮ ፈልሲ ብምትካል ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም።

ካብ 3 ክሳብ 5 ሓምለ 2016 ዓ.ም ዝተውሃበ ፈተና ማሕበራዊ ሳይንስ ተዛዚሙ።

ነቲ ፈተና ዝወሰዱ ተምሃሮ ኣብ ናይ መወዳእታ ዕለት ፈልሲ ብምትካል ኣሰሮም ከምዘምበሩ ኣብ ኣገልግሎት ምዘናን ፈተናን ትምህርቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.