Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ እናተኻየደ ይርከብ፡፡

ኣብቲ ኣኼባ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ(ዶ/ር) ሕቶታት እናቕረቡ ይርከቡ፡፡

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝተለዓሉ ሕቶታት ምላሽን መብርሂን ክህቡ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ፡፡

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.