Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ መራሄ መንግስቲ ጀርመን ኦላፍ ሾልዝ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ መራሄ መንግስቲ ጀርመን ኦላፍ ሾልዝ ዘቲዮም።

እቲ ዘተ ቅድሚ ጉባኤ “G20 Compact with Africa (CwA)” ዝተሳለጠ እንትኸውን፥ ኣብ ክልቲኣዊ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ክልቲኦም ወገናት ኣብ ሓበራዊ ዓውዲታት፣ ኣብ ሃገራዊን ቀጣናዊን ዛዕባታት ምዝታዮም ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እቶም መራሄ መንግስቲ ጀውመን ኣብዚ ዓመት መፈለምታ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ኣብ ዝገበርሉ እዋን፥ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምርኻቦም ይዝከር።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.