Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ፓርላማ ዝገበርዎ መደረ ዝሓዘ ”ኣሻራ” መፅሓፍ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ፓርላማ ዝገበርዎ መደረ ዝሓዘ ”ኣሻራ”  መፅሓፍ ተመሪቑ።

እቲ መፅሓፍ ብትካል ፕሬስ ኢትዮጵያ ዝተዳለወ እንትኸውን፥ ካብ 24 መጋቢት 2010 ዓ.ም ጀሚሩ ክሳብ ኣብቲ ፓርላማ ዝገበርዎ መደረ ዝሓዘ ኢዩ።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብቲ መድረኽ፥ “ናይ ሎሚ ዜና ታሪክ ስለ ዝኸውን ዜና እንፅሕፍ ሰባት ጥንቃቐ ብምግባር ካብ ስምዒት ወፂእና ሓቂ ንፅሓፍ” ኢሎም።

ትካል ፕሬስ ኢትዮጵያ ናቶም ዘረባ ምስ ተግባር ብምንፅፃር ምሕታሙ ብምምስጋን፥ ኣብ ቀፃሊ ናይ ካልኦት ኢትዮጵያዊያን ፍልጠትን ታሪክን ንክፅሕፍ ኣተሓሳሲቦም ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.