Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ዞባ ጎፋ ዞን ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዞባ ጎፋ ዞን ዑደት ኣካይዶም።

ነቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ነበርቲ ሳውላን ከባቢኡን ድነሙቕ ኣቀባብላ ገይሮምሎም።

ኣብቲ ዑደት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዊሱ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው፣ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ደቡብ ርስቱ ይርዳ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ከምዝተረኸቡ ኢቢሲ ፀብጺቡ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.