Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ኣውሮፓ ዝነበሮም ዑደት ስራሕ ዛዚሞም ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ልኾምን ኣብ ኣውሮፓ ዝገበሩዎ ዕዉት ዑደት ስራሕ ዛዚሞም ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሶም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ኣውሮፓ ዝነበሮም ፃንሒት÷ ምስ ፕሬዚዳንት ኢማኑኤል ማክሮን ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ኣብ ፓሪስ ተራኺቦም ተዛቲዮም ኢዮም፡፡

እቶመ ቀዳማይ ሚኒስትር ካብዚ ብተወሳኺ÷ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ማልታ ሮበርት ኣቤላን ምስ ቀዳመይቲ ሚኒስትር ጣሊያን ጆርጂያ ሜሎኒን ኣብ ክልተኣዊ ሃገራዊ ጉዳያት ከምዝተዛተዩ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

#Ethiopia

Office of the Prime Minister-Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.