Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ኣልጀርስ ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ኣልጀርስ ዝነበሮም ፃንሒት ዕላዊ ዑደት ስራሕ ብምዝዛም ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሶም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብታ ሃገር ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ምስ ፕሬዚዳንት ኣብዱል መጅድ ታቡኔ ብምርኻብ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዘጠናኽሩ ዛዕባታት ዘተ ገይሮም ኢዮም።

ብተወሳኺ አብታ ከተማ ኣብ ዝርከብ ሙዚየም ሓውልቲ ሰማእታት ዑደት ምግባሮም ይዝከር።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.