Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ናይ ውሕመ ጉባኤ ኣብ ምዕባይ ዝርከባ ሃገራት ንምስታፍ ናብ ኳታር ዶሃ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ናይ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ ) ጉባኤ ዓበይቲ ሃገራት ንምስታፍ ናብ ኳታር ዶሃ ኣምሪሖም።

እቲ ጉባኤ ኣብ ትሑት ብርኪ ዕብየት ዝርከባ ሃገራት ጠሚቱ ዝካየድ ኢዩ ተባሂሉ።

ኣብቲ ጉባኤ ዋና ፀሓፊ ውሕመ ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ሓዊሱ መራሕቲ ሃገራት ዝሳተፉ እንትኾኑ፥ ሎሚ ጀሚሩ ንመዓልታት ክፀንሕ ኢዩ።

#PMAbiyDoha #LDC5 #Ethiopia

Office of the Prime Minister-Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.