Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፕሮጀክት ጎርጎራ ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መርሃ ግብሪ መኣዲ ንሃገር ዝለምዕ ቀዳማይ ምዕራፍ ፕሮጀክት ጎርጎራ ኣጀሚሮም።

ኣብቲ ስነስርዓት  ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር  ሚኒስትር ጉዳያእ ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ  አይተ አገኘሁ ተሻገርን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ተረኺቦም።

ብኣላዛር ታደለ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.