Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፕሬዚዳንትን ምክትል ፕሬዚዳንትን ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኣዘራሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ነበር ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ መዓዛ አሸናፊን ምክትል ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ሰለሞን አረዳን ኣዘራሪቦም።

ኣብቲ ዘተ እቶም ሓለፍቲ ስራሕ ኣብ ስራሕ ኣብ ዝነበርሉ እዋን ንዘበርከትዎ ኣስተዋፅኦ አመስጊኖም።

ኣብ ቀፃሊ እወንታዊ ነገር ንከጋጥሞም ተመኒዮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.