Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ጉባኤ ብሪክስ ንምስታፍ ኣብ ሩሲያ ይርከቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2017፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ጉባኤ ብሪክስ ንምስታፍ ኣብ ሩሲያ ካዛን ይርከቡ።

ጉጅለ ልኡኽ ሚኒስትራት ምስቶም ቀዳማይ ሚኒሰትር ንጉባኤ ብሪክስ ኣብ ሩሲያ ካዛን ከምዝተረኸበ እውን ሓበሬታ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር የመላኽት፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.