Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ናብ ኦስትሪያ ቪዬና ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ናብ ኦስትሪያ ቪዬና ኣቲዮም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)÷ ኣብ መበል 20 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ (ዩኒዶ) ንምስታፍ ኢዮም ናብ ቪዬና ኣቲዮም ዘለዉ።

ናይ ክብሪ ጋሻ እቲ ጉባኤ ቁልፊ መደረ ከምዘቕርቡ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.