Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂቦም፡፡

ብመሰረት እዚ፡-

  1. ኢንጂነር ኣይሻ መሓመድ ሚንስትር ሚኒስቴር ምክልኻል፣
  2. ኣብረሃም በላይ (ዶ/ር)ሚንስትር ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢን ከምኡ እውን
  3. መሓመድ እንድሪስ (ዶ/ር) ብመዓርግ ሚኒስትር ዴኤታ ማእኸል መተሐባበሪ ህንፀት ስርዓት ዲሞክራሲ ብምዃን ካብ 13 ግንቦት 2016 ዓ.ም ብምዃን ተሾይሞም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.