Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዩንቨርስቲ ባህርዳር ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዩንቨርስቲ ባህርዳር ዑደት ኣካይዶም።

ኣብቲ ዑደት፥ እቲ ዩንቨርስቲ ምስ ስራሕቲ ኣካዳሚ ጎኒ ንጎኒ ካምፓሳት ብተኽሊታት ንምውቃብ ዝገበሮ ፃዕሪ ተዓዚቦም።

ስለዝኾነ እቲ ዩንቨርስቲ ዝጀመሩ ተግባር ተጣነኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ ገሊፆም።

ብዝገብሮ ስራሕቲ ልምዓት ፍራምረን ተኽሊን ማሕበረሰብ እቲ ከባቢ ተረባሒ ምግባር ከምዝግብኦ ሓቢሮም።

ኣብ ማሕበረሰብ ተኮር ስራሕቲ በዝበለፀ ምስራሕ ከምዝግበኦ እውን ምግላፆም ኣሞኮ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.