Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ወረዳ ወልቃይት ፀገዴ ብክላስተር ኣብ ዝለመዕ ዘሎ ዓይኒ ዓተር ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ወረዳ ወልቃይት ፀገዴ ብክላስተር ኣብ ዝለመዕ ዘሎ ዓይኒ ዓተር ዑደት ገይሮም።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዑደት፥  ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መነግስቲ ፌዴራለን ክልልን ተረኺቦም።

ኣብቲ ወረዳ  ልዕሊ 1 ሺሕን 200 ሄክታር መሬት ብክላስተር ይለምዕ ከምዘሎ ምርኣዮም ካብ ኮሚኒኬሽን ዛቦ ማሕኸል ጎንደር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.