Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ወላይታ  ሶዶ ፋብሪካ ሕሩጭን ባኒን መሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ወላይታ  ሶዶ ፋብሪካ ሕሩጭን ባኒን መሪቖም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኦም፥ ምስቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ብምዃን ሎሚ ኣብ ወላይታ  ሶዶ ፋብሪካ ሕሩጭን ባኒን መሪቕና” ኢሎም።

እቲ ፋብሪካ ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ካብ ዝስርሑ ብዙሓት ድኻ ተኮር ስራሕቲ ሓደ ኢዩ ኢሎም።

እቲ ስራሕ ንኢትዮጵያ ቀጣናዊን ኣህጉራዊን ናይ ባኒ መዓሳ ንምግባር ዝዓለመ ከምዝኾነ ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.