Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኣሜሪካ ምስ ዝነብሩ ኣባላት ኮሚኒቲ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኣሜሪካ ምስ ዝነብሩ ኣባላት ኮሚኒቲ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም።

እቲ ዘተ ጎኒ ንጎኒ ጉባኤ ኣሜሪካ-ኣፍሪካ ዝተሳለጠ እንትኸውን፥ ምስ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ እዋናዊን ሃገራዊን ዛዕባ ብምጥማት ተላዚቦም።

ቅድመ ሐዚ ዳያስፖራ ሓዊሱ ኢትዮጵያዊያን ዘልዕልዎ ዝነበሩ ፀገማት ንምፍታሕ መንግስቲ ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ዓማውቲ ሪፎርምታት ፖለቲካ፣ ኢኮኖሚን ሕጊን ከምዝተፈፀመ ገሊፆም።

ኣብዚ ሐዚ እዋን ዘጋጠሙ ፀገማት ብዘላቕነት ንምፍታሕ ትኹረት ተዋሂቡ ይስራሕ ከምዘሎ እውን ሓቢሮም።

ዲያስፖራ ዝገብሮ ዘሎ ሃገሩ ናይ ምሕጋዝ ስራሕ ኣጠናኺሩ ንክቕፅል ኣተሓሳሲቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.